ሰሙናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ፟ 21 ግንቦት 2015 ኣ.ግ

1) መከራ ተጋደልትና፡ መርኣያ ሕመቕና! ውጉኣት ኹናት ተጋደልቲ ትግራይ ዝሓትዎም ዘለው ሕቶታት፡ ቅኑዓትን ንምፍታሖም ቀለልቲ ዝኾኑን ሕቶታት እዮም። ደም ካብ ዝኸፈለ ጅግና ‘እኹል ምግብን ሕክምናን ኣይንረክብን ዘለና፡ ተረሲዕና’ ዝብሉ ሕቶታት ምስማዕ ልቢ ሕድሕድ ትግራዋይ ከም ዝሰብር ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ይኣምን። Read More …

  ሰሙናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ

1) ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ፡ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ይከበር! ዛጊድ እውን ፀላእቲ ካብ መሬት ትግራይ ኣይወፁን። ብኣምሓራ መንግስቲ ዝምራሕን ዝምወልን ሰፈራ ተወለድቲ ኣምሓሩ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ሐዚ እውን ብሓያሎ ይቕፅል ኣሎ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ፡ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ምጥፋእን ምፅራይን ዘርኢ Read More …

ሳወት ኣብ ማይጨው!

ብሓላፊ ክፍሊ ውዳበን ዓቕሚ ህንፀትን ውድብና Ablelom Melesን ብሓላፊ ክፍሊ ፖለቲካ ውድብና Kinfe Hadushን ዝምራሕ ልኡኽ ውድብና፡ ዝሓለፈ ሰሙን ዝነበሮ ዕወት ተኸታታሊ ልኡኽ ኣብ ከተማ ውቕሮ ድሕሪ ምኽንባቱ፡ ሎሚ 12 ግንቦት 2015 ኣ.ግ ድማ ኣብ ከተማ ማይጨው፡ ምስ ኣባላትን ደገፍትን Read More …

ሳወት ኣብ ኹሉ ቦታ!

ኣብ ደቡብ ትግራይ ዝርከብ ልኡኽ ጉጅለ ሳወት ምንቅስቓሱ ዝቐፀለ ኾይኑ፡ ሎሚ 13 ግንቦት 2015 ድማ ጨንፈር ሳወት ኣዲስ ኣበበ ምስ ኣባላቱን ደገፍቱን፡ ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታትን ፖለቲካን ትግራይ፣ ቀፃሊ ኣብ ዝዕመሙ ፖለቲካዊ ስራሕቲን ካልኦት ብሄራውን ውድባውን ጉዳያት ክመክር ውዒሉ። ኣብ ኣዲስ Read More …

ሰሙናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ

1) ግዝኣታዊ ሓድነትን ምሕደራን ትግራይ ብቘልጡፍ ይረጋገፅ! ሳወት ሐዚ እውን ግዝኣታዊ ሓድነትን ምሕደራን ትግራይ ክረጋገፅ፡ ኸቢድ ፆር ተሸኪሞም ዘለው ተመዛበልትና ድማ ናብ ግዝኣቶም፣ መረበቶምን መሬት ዓዲ’ቦኦምን ክምለሱ ፃውዒትና ነቕርብ። ሰፊሕ መሬት ትግራይ ሐዚ እውን ኣብ ኢድ ወረርቲ ከም ዝርከብ ዝፍለጥ Read More …