ክብርታት

ክብርታት ሳልሳይ ወያነ ትግራይ!

ትካላውነት: ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኩሎም ውድባዊ ስራሕቱ ብትካላዊ መስርሕን ስርዓትን ተጠቂሙ ናይ ምስራሕ መርኣያ ዝኮውን ትካላዊ ባህሊ ዝሃንፅ ዘሎ ውድብ እዩ፡፡ካብቶም መፍለይ ክብራታቱ ሓደ ድማ ልዕልና ትካላውነት እዩ፡፡ ውልቀ ሰባትን መራሕትን ከም ባህሪያቶምን ድሌታቶምን ዘይገንሕዎ ትካል ፣ ትካላዊ ኣሰራርሓ ልዕልና ዝወነነ ትካላዊ ባህሊ ክብሪ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ እዩ፡፡

ሰባኣውነት

ብሄራውነት

ድስፕሊን