ስራሕ ክፍልታት

ዓንቀፅ 28

ኣብ  ቤት ፅሕፈት ሳልሳይ ወያነ ትግራይ  ዝጣየሽ መሪሕነት ኣቦ ወንበርን ምክትል ኣቦ ወንበርን ሓዊሱ ነዞም ዝስዕቡ ክፍልታት ይሓቁፍ

  1. ክፍሊ ውዳበን ዓቕሚ ህንፀትን
  2. ክፍሊ ጉዳይ ወፃኢን ርክብ ፖለቲካዊ ውድባትን
  3.  ክፍሊ ርክብ ህዝብን ሚድያን
  4. ክፍሊ ማሕበረ ኢኮኖሚ
  5. ክፍሊ ፖለቲካዊ ጉዳያት
  6. ክፍሊ ሕጊን ስርዓተ መንግስትን
  7. ክፍሊ ፋይናንስን ምሕደራ ንብረትን
  8. ክፍሊ ጉዳያት መንነት
  9. ክፍሊ ምሕዝነት ህዝብታትን ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካን
  10. ክፍሊ ስትራተጂክ መፅናዕቲን ምርምርን

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *