ሳወት ኣብ ኹሉ ቦታ!

ኣብ ደቡብ ትግራይ ዝርከብ ልኡኽ ጉጅለ ሳወት ምንቅስቓሱ ዝቐፀለ ኾይኑ፡ ሎሚ 13 ግንቦት 2015 ድማ ጨንፈር ሳወት ኣዲስ ኣበበ ምስ ኣባላቱን ደገፍቱን፡ ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታትን ፖለቲካን ትግራይ፣ ቀፃሊ ኣብ ዝዕመሙ ፖለቲካዊ ስራሕቲን ካልኦት ብሄራውን ውድባውን ጉዳያት ክመክር ውዒሉ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትርከቡ ስርዓታው ለውጢ እትሃርፉ ደቂ ትግራይ፡ ናብ ጨንፈር ሳወት ኣዲስ ኣበባ ተፀንቢርኩም ክትቃለሱ ድማ ፃውዒትና ነቕርብ።

ሳወት ትግራዋይ ኣብ ዝርከቦ ኹሉ ቦታ ውዳበታቱ ንምስፋሕን ቃልሱ ንምጉህሃርን ዝገበሮ ፃዕሪ ብሓያሎ ክቕፅለሉ እዩ።

ዋና መተሓባበሪ ጨንፈር ሳወት ኣዲስ ኣበባ ገ/ትንሳኤ ወ/ሚካኤል(+251973363603)

ም/መተሓባበሪ HailuKebede (+251913579733)

ተወደቡ፡ ተወደባ

ብሄራዊ ዕማምና ነግህድ!

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *